Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ኖርዌይን ስምምዕነት 75 ሚሊየን ዶላር ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ኖርዌይን ስምምዕነት ትሕብብር ልምዓት 75 ሚሊየን ዶላር ከቲመን።

እቲ ስምምዕነት፥ ንርክብ ክልቲአን ሃገራት ልዑል ምዕራፍ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ንሓለዋ ከባቢ ዝውዕል ትሕብብር ልምዓት ገንዘብ ከምዝኾነ እውን ተገሊፁ።

ቴክኖሎጂ ኖርዌይን፣ ፋይናንስን ልምድን ብምጥቃም ኣጀንዳ ልምዓት ደኒ ኢትዮጵያን ንቕድሚት ንምውሳድ ኣስተዋፅኦ ከምዝለዎ ተገሊፁ።

ሚኒስትር ግብርና ግርማ ኣመንቴ(ዶ/ር)፥ ህዝብን መንግስቲን ኖርዌይ ንልምዓት ኢትዮጵያ ዘበርክልቶ ኣስተዋፅኦ ልዑል ኢዩ ኢሎም።

ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሽዴ ብግደኦም፥ ኢትዮጵያ ስትራቴጂ ሓምለዋይ ልምዓት ዕላዊ ካብ ትገብር ንደሓር መንግስቲ ኖርዌይ ዝገብሮ ደገፍ ይቕፅል ከምዘሎ ምግላፆም ኣብ ልምዓት ደኒ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.