Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ኣሜሪካ ኢኮኖሚያዊ ምትሕብባረን ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኢርቪን ማሲንጋ ተዛቲዮም፡፡

ኣብ ዘተኦም ድማ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ዘለወን ክልተኣዊ ርክብ ብዝበለፀ ምጥንኻር ኣብ ዝኽእላሉ ዛዕባታት ትኹረት ገይሮም፡፡

ብፍላይ እተን ሃገራት ኣብ ዓውዲ ኢኮኖሚ ዘለወን ምትሕብባር ምድንፋዕ ኣብ ዝኽእላሉ ኩነታት ከምዝዘተዩ ካብቲ ኤምባሲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.