Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ካዛኪስታንን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘለወን ርክብ ንምጥንኻር ዘኽአል ዘተ ኣሳሊጠን

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ካዛኪስታንን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘለወን ርክብ ንምጥንኻር ዘኽአል ዘተ ኣሳሊጠን።

ኣካቢት ጉጅለ ሕውነት ኢትዮ-ካዛኪስታን ቤተልሄም ላቀው (ዶ/ር)፥ እቲ ዘተ ነተን ሃገራት ብዝበለፀ ንምጥንኻር ልዑል ረብሓ ዘለዎ ኢዩ ኢለን።

ክልቲአን ሃገራት ኣብ ምምዕባል ዘለዋን ብዙሕ ዘመሳስለን ነገራት ዝወነናን ከምዝኾና አውን ተዛሪበን።

ኣካቢ ጉጅለ ሕውነት ኢትዮ-ካዛኪስታን ዛሃረኬነብክ ኣማንቲውሊ ብግደኦም፥ ከልቲአን ሃገራት ብዓውዲ ግብርና፣ ትምህርቲን ወዘተ ሓቢረን ክሰርሓ ከምዝኽእላ ሓቢሮም።

ኣብ ፓርላማ ዲፕሎማሲ፣ ቴክኖሎጂ፣ ንግዲን ወዘተ ዘለወን ርክብ ምጥንኻር ከምዝግበአን ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.