Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ኮይካን ስምምዕነት ደገፍ 16 ሚሊየን ዶላር ከቲመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ምትሕብባር ኮሪያ(ኮይካ)ን ስምምዕነት ደገፍ 16 ሚሊየን ዶላር ከቲመን።

ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት፥ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስትር ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰውን ምክትል ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ዶንግሆ ኪም ክታሞም ኣንቢረሙሉ።

ንግዲ ወፃኢ ዓውዲ ግብርና ንምትብባዕን ድኽዳኸ ህፃናት ንምቕናስ ዘኽእልን ከምዝኾነ ምግላፆ ኣብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.