Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ትሕብብር ኮሪያን ስምምዕነት ደገፍ 10 ሚሊየን ዶላር ከቲሞም

ኣዲስ ኣበበ ፣ 8 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ዓለም ለኸ ኤጀንሲ ትሕብብር ኮሪያን(ኮይካ) ሰነድ ስምምዕነት ደገፍ 10 ሚሊየን ዶላር ከቲሞም።

ኣብቲ ሰነድ ስምምዕነት ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰውን ሓላፊ ኮይካ ኣብ ኢትዮጵያ ሊ ቢዩንግህዋ ክታሞም ኣንቢረሙሉ።

እቲ ደገፍ ኣብ ኢትዮጵያ ፍሪያት ፃባን ውፅኢታት ፃባን ክብ ንምባል ዘኽእል ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ኣብ ዝቕፅሉ 6 ዓማውቲ ተግባራዊ ከምዝግበር ድማ ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.