Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያውያን ሃገሮም ንምድሓን ዝገበሩዎ ተጋድሎ ዘርኢ “ስለ ኢትዮጵያ” ዝተሰመየ ዓውደ ምርኢት ፎቶ ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጉንበት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያውያን ሃገሮም ንምድሓን ኣብ እዋን ወፍሪ ምኽባር ሕጊን ወፍሪ ህልውና ዝገበሩዎ ተጋድሎ ዘርኢ “ስለ ኢትዮጵያ” ዝተሰመየ ዓውደ ምርኢት ፎቶ ኣብ ከተማ ጅግጅጋ ተኸፊቱ።

ብትካል ፕሬስ ኢትዮጵያ ዝተሰናደአ እቲ ዓውደ ምርኢት፥ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣይተ ታገሰ ጫፎ መሪቖም ከፊቶምዎ፡፡

እቲ ዓውደ ምርኢት ፎቶግራፍ ንውሑዳት መዓልቲታት ንምርኢት ክፍቲ ኮይኑ ዝፀንሕ እንትኸውን፥ ኣብ ቀፃሊ እውን ኣብ ክልል ከተማታት ንምርኢት ከምዝቐርብ ተገሊፁ፡፡

ካብቲ ዓውደ ምርኢት ፎቶ ቀፂሉ ድማ “ኢትዮጵያ እናሰዓረት ክትሳገር ኢያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ፓናል ዘተ ክካየድ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ከምዘሎ ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.