Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተወዳደርቲ 3000 ሜትሮ መሰናክል መቅደስ ኣበበን ዘርፌ ወንድማገኝን ንፍፃመ ውድድር ሓሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣  25 ሓምለ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቶኬዮ 2020 ኦሎምፒክ ደቂ ኣንስትዮ  ኢትዮጵያውያን ኣትሌታት ተወዳደርቲ 3000 ሜትሮ መሰናክል መቅደስ ኣበበን ዘርፌ ወንድማገኝን ንፍፃመ ውድድር ሓሊፈን።

መፃረይ ዝሓለፋ ክልቲአን ኣትሌታት መፃኢ ዕለተ ረቡዕ ኣብ ዝካየድ  ውድድር ፍፃመ  ንኢትዮጵያ ብምውካል ክወዳደራ እየን።

ኦሎምፒክ ቶኬዮ ኢትዮጵያ ናይ ፈለማ ወርቂ ሜዳልያ  ብሰለሞን ባረጋ ምርካባ ይዝከር።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanaእ broadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.