Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ መብፅሒት ኣፍሪካውያን ኢያ – ምክትል ኢታማዦር ሹም ዛምቢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ መብፅሒት ኣፍሪካውያን ኢያ ክብሉ ምክትል ኢታማዦር ሹም ዛምቢያ ሜጄር ጄኔራል ጂኦፍር ቾንጎ ተዛሪቦም።

በቶም ምክትል ኢታማዦር ሹም ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ወታደራዊ ኣመራሓ ዛምቢያ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ምክልኻ ኢትዮጵያ ዑደት ገይሩ፡፡

ኣብ ዑደቶም ድማ እቲ ዩኒቨርሲቲ እናወገኖም ዝርከቡ ስራሕቲ ትምህርቲ፣ መፅናዕቲን ምርምርን ተዓዚቦም፡፡

እቶም ምክትል ኢታማዦር ሹም ኣብቲ እዋን ኣብ ዝገበሩዎ መደረ÷ “ኢትዮጵያ ኣፍሪካውያን ኣሕዋት ህዝቢታት ዝበፅሑላ ኢያ” ኢሎም፡፡

“ኣፍሪካውያን ንልህቀት ኣፍሪካውያን ብሓባርን ብምትሕበባርን ብንስራሕ ኣህጉራዊ፣ ሃገራዊን ትካላዊን ለውጢታት ብዕዉትነት ምርግጋፅ ይግባእ” ክብሉ ኣገንዚቦም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.