Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ብድሌት ዝተወሰኑ ጉጅለታት ትፈርስ ሃገር ኣይኮነትን – መናእሰይ ከተማ ሰመራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኢትዮጵያ ብድሌት ዝተወሰኑ ጉጅለታት ትፈርስ ሃገር ኣይኮነትን” ክብሉ ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሰመራ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ንፁሃን እናብፀሖ ዝርከብ ቅትለትን ዘረፋን ብምቅዋም ሰላማዊ ሰልፊ ዝወፅኡ ነበርቲ ገሊፆም።

እቶም ሰልፈኛታት፥ ግብረ ራዕዲ ህወሓት ኣብ ልዕሊ ንፁሃን እናብፀሖ ዝርከብ ጨፍጫፍ ብምቅዋም እናካየዱዎ ዘለዉ ሰላማዊ ሰልፊ ዓለም ለኸ ማሕበረሰብ እኩይ ተግባር እቲ ግብረ ራዕዲ ንኽግንዘብ ሓቲቶም።

ኣብቲ ሰላማዊ ሰልፊ፥ “ንሕና ዓፋረቶት እናሃለና ኢትዮጵያ ኣይትፈርስን!” ዝብል መልእኽቲ ኣመሓላሊፎም።

ካብዚ ብተወሳኺ ኣብ ውሽጢ ሉኣላውነትና ዝኾነ ይኹን ኣካል ኢዱ አእቲዩ ንኽፍትፍት ኣይንፈቅድን ክብሉ መልእኽቶም ኣመሓላሊፎም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.