Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ናይ 3 ሚሊየን ዶላር ደገፍ ናውቲ ሕክምና ረኺባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ካብ ዓለም ለኸ ትካል ተራድኦ ለምዓት ኣሜሪካ ናይ 3 ሚሊየን ዶላር ደገፍ ናውቲ ሕክምና ረኺባ።

እቲ 156 መሳርሒታት፥ መመርመሪ ሕማም ሳንቡእ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ዳይሬክተር ዩ ኤስ ኤድ ኣብ ኢትዮጵያ ስኮት ሆክላንደር፥ ኣብ ዓውዲ ጥዕና ኢትዮጵያ ዝስርሑ ስራሕቲ ውፅኢታዊ ንክኾኑ ኣሜሪካ እትገብሮ ደገፍ ኣጠናኺራ ክትቅፅል ኢያ ኢሎም።

እቲ ሎሚ ዝተገበረ ደገፍ ነዚ ከም መርኣያ ዝውሰድ ከምዘኾነ ምግላፆም ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.