Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣባል ”ብሪክስ” ምዃና ተቐባልነታ ክብ እናበለ ምምፅኡ ዘርእይ ኢዩ – ቢልለኔ ስዩም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣባል ”ብሪክስ” ምዃና ኣብ ዓለም ለኸ መድረኻት ዘለዋ ተቐባልነታ ክብ እናበለ ምምፅኡ ዘርእይ ኢዩ  ከብላ ሓላፊት ፕረስ ሴክሬቴሪያት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ቢልለኔ ስዩም ገሊፀን።

ኢትዮጵያ ፈተናታት ብምፅዋር ብኢኮኖሚን ዲፕሎማሲን ዘመዝገበቶ ዓወት ተሰማዕነታ ንክውስኽ ይገብር ከምዘሎ ገሊፀን።

ብፍላይ ኣብ ዓውዲ ኢኮኖሚ ዝምዝገብ ዘሎ መዕባለ ዓቕሚ ዲፕሎማሲኣ ንክጉልበት ከምዝገበረ ሓቢረን።

ሕቶ ኢትዮጵያ ተቐባልነት ምርካቡ ናይዚ ሓደ መርኣዪ ኢዩ ኢለን።

ብሓፈሻ ኢትዮጵያ ኣባል ”ብሪክስ” ምዃና ተቐባልነታ ክብ እናበለ ምምፅኡ ዘርእይ ኢዩ ብምባል ገሊፀን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.