Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ መድረኽ ዝምድና ዝውውር ሰራሕተኛ ዶሃ ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ መድረኽ ዝምድና ዝውውር ሰራሕተኛ ዶሃ ትሳተፍ ኣላ።

እቲ መድረኽ ኣብ መንጎ ሰራሕተኛታት ሃገራት ባህረ ሰላጤን ኣፍሪካን ዘሎ መትእስሳር ዝውውር ሰራሕተኛ ከብ ንምባልን ብምትሕብባር ንምስራሕን ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ።

ኣብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ዶሃ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ከምዘረደኦ፥ ኣብቲ መድረኽ ሰራሕተኛታት ሚኒስትራት 33 ሃገራት፣ ዓለም ለኸ ትካላት፣ ዓለም ለኸ ትካላት ስደተኛታት፣ ተወከልቲ ሕብረት ኣፍሪካ፣ ኣባል ቤት ምኽሪ ምትሕብባር ባህረ ሰላጤን ካልኦት ኣካላትን ተረኺቦም።

እቲ መድረኽ ኣብ መንጎ ተሳተፍቲ ሃገራት ሓፈሻዊ መድረኽ ዘተ ንምፍጣር ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.