Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ምርኢት ንግዲ ቡና ኳታር ትሳተፍ ኣላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 3 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓለም ለኸ ምርኢት ንግዲ ቡና ኳታር ትሳተፍ ኣላ።

ፍሉይ ልኡኽን በዓል ሙሉእ ስልጣንን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኳታር ፈይሰል ኣልይ፥ እቲ ኤግዚብሽን ኣፍረይቲን ዓደግቲን ብቐጥታ ንምፍላጥ ዘኽእል ኣጋጣሚ ኢዩ ኢሎም።

ኢትዮጵያ ዘለዋ ጥዑም መዓዛ ዘለዎ ቡና ንህዝቢ ዓለም እተፋልጠሉ መድረኽ ከምዝኾነ እውን ኣረዲኦም።

እዚ ድማ ኣብ ኳታር ዝርከቡ ኣምፃእቲ ኩባኒያታት ፍሪያትና ርእዮም ብቐጥታ ንክዕድጉ ይኹን ቀፃሊ ርክብ ንምፍጣር ምቹእ ኣጋጣሚ ከምዝፈጥር ኣምባሳደር ፈይሰል ሓቢሮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.