Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ሰራሕተኛታት ዝዝቲ መበል ካልኣይ ጉባኤ ሚኒስትራት ከምእተተኣናግድ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ጉዳይ ሰራሕተኛታት፣ ስራሕን ፍልሰትን ዝዝቲ መበል ካልኣይ ጉባኤ ሚኒስትራት ካብ ሰኑይ ጀሚራ ከምእተተኣናግድ ተገሊፁ።

ኣብ ኣባል ሃገራት ኢጋድ ጉዳያት ስራሕን ሰራሕተኛን ዝሰርሑ ሚኒስትራት ኣብ ሓደ ከምዝእከቡን ኣብ ጂቡቲ ዝተኸተመ ስምምዕነት ኣብ ኣፈፃፅምኡ ከምዝላዘቡ ዓለም ለኻዊ ትካል ሰራሕተኛታት ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ስምምነት ጂቡቲ ዝጥምቶ ስደተኛታትን ደቆምን ምምሃር ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

እቲ ጉባኤ 2 መጋቢት 2023 ዓ.ም.ፈ ክዛዘም ኢዩ ተባሂሉ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.