Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ኣፍ ደገ ባሕሪ ትረኽበሉ ሰነድ ስምምዕነት ብምፍራሙ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር መልእኽቲ ሓጎስ ኣመሓላሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣፍ ደገ ባሕሪ ትረኽበሉ ሰነድ ስምምዕነት ብምፍራሙ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር መልእኽቲ ሓጎስ ኣመሓላሊፉ።

ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር እቲ ሰነድ ስምምዕነት ምፍራሙ ኣመልኪቱ ስነ-ስርዓት መግለፂ ሓጎስ ኣካይዶም።

ኣብቲ ስነ-ስርዓት ድማ መንግስቲ ኢፌድሪን መንግስቲ ሶማሌላንድን ዝፈረሙዎ ሰነድ ምትሕብባርን ምሕዝነትን ብዝምልከት ናይ’እንኳዕ ደስ በለና’ መልእኽቶም ኣመሓላሊፎም።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.