Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ዘላቒ ልምዓት ንምርግጋፅ ዘኽእል ዓቕሚ ከምዘለዋ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዘላቒ ልምዓት ንምርግጋፅ ዘኽእል ዓቕሚ ከምዘለዋ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ገሊፁ።

እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲይኡ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ፥ ሕብረት፣ ሓድነትን ልምዓት ናብ ገንዘብ ምቕያር እንተኽኢልና ኢትዮጵያ ምፍራይ ትኽእል ኢያ ኢሉ።

ኢትዮጵያ እኹል መሬት፣ እኹል ማይ፣ ፍሪያት ምድጋፍ ዝኽእል ሓይሊ፣ ዝሓሸ ቀረብ ፋይናንስ ከምኡውን ምቹው ዓውዲ ፍሪያት ዘለዋ ሃገር ክምዝኾነት እውን ገሊፁ።

ስለዝኾነ ኢትዮጵያ ዘላቒ ልምዓት ንምርግጋፅ ዘኽእል ዓቕሚ ከምዘለዋ እቲ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብሪሁ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.