Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ጥንኩር መሰረተ ልምዓት ብሄራዊ ፅሬት ካብ ሞንጎ ዝሃነፃ ሃገራት ሓንቲ ኮይና

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ጥንኩር መሰረተ ልምዓት ብሄራዊ ፅሬት ካብ ሞንጎ ዝሃነፃ ሽዱሽተ ሃገራት ሓንቲ ምዃና ሚኒስትር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ።

መንግስቲ ኣድላዪ በጀት ብምስላዕ ትካልት መሰረተ ልምዓት ፅሬት ምህናፅ ከምዝኸኣለን ስራሕቲ ህንፀት ዓቕሚ ምስርሑን ንዕዉትነቱ ብምኽንያት ተፀሪሑ፡፡

ካብዚ ብተወሳኺ መንግስቲ ኣብ ምዝርጋሕ ስርዓት ኣሰራርሓ ፍሉይ ትኹረት ምሃቡ እቲ ውፅኢት ንኽርከብ ልዑል ግደ ከመዘበርከተ እቲ ሚኒስቴር ገሊፁ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.