Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ፀኒዓ ጠጠው ዝበለት ህይወቶም እንተይሰስዑ ዝህቡ ጀጋኑ ስለዘለዉዋ ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ፀኒዓ ጠጠው ዝበለት ህይወቶም እንተይሰስዑ ዝህቡ ጀጋኑ ስለዘለዉዋ ከምዝኾነ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን።

ኮሚሽን ፖሊስ ከተማ ኣዲስ ኣበባ÷ ኣብ ፖሊሳዊ ኣገልግሎት ዕዙዝ ኣስተዋፅኦ ንዘበርከቱ ኣመራርሓታትን ኣባላትን እቲ ሰራዊት ስነ-ስርዓት ኣፍልጦን መበረታትዒን ኣካይዱ፡፡

የአዲስ አበባ ከተማ ከንቲባ አዳነች አቤቤ በሥነ ስርዓቱ ላይ ባደረጉት ንግግር÷ ኢትዮጵያ ጸንታ የቆመችው ሕይወታቸውን ሳይሰስቱ የሚሰጡ ጀግኖች ልጆች ስላሏት ነው ብለዋል

ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብቲ ስነ-ስርዓት ኣብ ዝገበረኦ መደረ÷ “ኢትዮጵያ ፀኒዓ ጠጠው ዝበለት ህይወቶም እንተይሰስዑ ዝህቡ ጀጋኑ ስለዘለዉዋ ኢዩ” ኢለን፡፡

ቀፃልነት ኢትዮጵያ ኩሉ ግዘ ኣብ ውሽጢ ጀጋኑ ደቃ ክንምልከት ኢና ክብላ ገሊፀን፡፡

ፖሊስ ብቴክኖሎጂ፣ ብኣወዳድባን ተበፃሕነቱን ብዝድለ ኣግባብ እናስፈሐ ንኽኸይድ ኩለመዳይ ፃዕሪ እናተገረ ከምዝኾነ ኣብሪሀን፡፡

እዚ ድማ ብኹሉ መዳይ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ምግላፀን ካብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ ረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrgna

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.