Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮ ፌሪስ ትካል ትራንስፖርት ባሕሪ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ፌሪስ ትካል ትራንስፖርት ባሕሪ ተጣይሹ።

እቲ ትካል ኣገልግሎት ትራንስፖርተን ሎጂስቲክስን ባሕሪ ኢትዮጵያን ትካል ተራንስፖርት ጣና ሃይቂን ብምውሃድ ኢዮም ኣጣይሸምዎ።

መርሃ ግብሪ ምጥያሽ እቲ ትካል በዝምልከት ኣብ ባህርዳር ተሳሊጡ።

ኣብቲ መድረኽ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ይልቃል ከፋለ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ተረኺቦም።

እቶም ርእሰ ምምሕዳር፥ እቲ ትካል ምጥያሹ ኣብ ጣና ሃይቅ ንህዝብን በፃሕቲን ዝህቦ ኣገልግሎት ተወዳዳሪ ይገብሮ ኢዩ ኢሎም።

ብሳሙኤል ወርቃየሁ

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.