Fana: At a Speed of Life!

ኢንዳስትሪታት ሓፂነ መፂንን ኢንጂነሪንግን ኣብ ኢትዮጵያ ይስፋሕፍሑ ኣለዉ-ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ታሕሳስ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢንዳስትሪታት ሓፂነ መፂንን ኢንጂነሪንግን ኣብ ኢትዮጵያ ይስፋሕፍሑ ኣለዉ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ ካብ ኣዲስ ኣበባ 30 ርሒቓ ኣብ እትርከብ ገላን ከተማ ዘሎ ሓፂነ መፂን  ኢንጂነሪንግ ኮምፕሌክስ ቢኬ ከበድቲ መካየን፣ ኣውቶብሳትን ኣብ ምግጥጣምን ዝተፈላለዩ እታዎታት ኢንዱስትሪ ኣብ ምፍራይን ይርከብ ኢሎም።

ስለዝኾነ “ኣብ ኢትዮጵያ ተፍሪ ተሳተፉ” ክብሉ ፃውዒት ኣቕሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.