Fana: At a Speed of Life!

ኢንጂነር ታከለ ኡማ ምስ ሚኒስትር ንግዲ ቱርኪ መህመት ሙስ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 22 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር መዓድን ኢንጂነር ታከለ ኡማ ምስ ሚኒስትር ንግዲ ቱርኪ መህመት ሙስ ተዛቲዮም።

ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ዓውዲታት ንግዲ፣ ኢንቨስትመንትን ካልኦት ዘፈራትን ዘለዎም ርክብ ንምድንፋዕ ኣብ ዝከኣለሎም ዛዕባታት ኣድሂቦም፡፡

ሚኒስትር መዓድን ኢንጂነር ታከለ ኡማ ምስ ሚኒስትር ንግዲ ቱርኪ መህመት ሙስ ብዝገበሩሎም ዕድመ ናብ ኢስታቡል ምእታዎም ይፍለጥ፡፡

በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርን ፍሉይ ልኡኽን ኢትዮጵያ ኣብ ቱርኪ ኣደም መሓመድ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ኢስታንቡል ተረኺቦም ኣቀባብላ ምግባሮም ካብቲ ኤምባሲ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.