Fana: At a Speed of Life!

ኢጋድ ማእኸል ሕክምና ካንሰር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንምህናፅ ዘኽእል እምነ ኩርናዕ ኣንቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሚያዚያ፣ 2013(ኤፍ ቢ ሲ)ኢጋድ ማእኸል ሕክምና ካንሰር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንምህናፅ ዘኽእል እምነ ኩርናዕ ሎሚ መዓልቲ ኣንቢሩ።

ኣብቲ ስነ ስርዓት ምንባር እምነ ኩርናዕ፥ ኣፈፃሚ ስራሕ ኢጋድ፣ ኣምባሳደራት ኣባል ሃገራት፣ ላዕለዎት ሰብ መዚ ኢትዮጵያን መሻርኽቲ ልምዓትን ተሳቲፎም።

እቲ ዘመናዊ ማእኸል 500 ሚሊየን ዶላር ወፃኢ ዝተገበረሉ ኢዩ ተባሂሉ።

እቲ ማእኸል እንትዛዘም ናይ ካንሰር ምርመራ፣ ሕክምናን ዝተፈላለዩ ምርምራትን ክካየድሉ ኢዮም።

ንህንፀት እቲ ማእኸል 200 ሺሕ ካሬ ሜትር መሬት ካብ መንግስቲ ኢትዮጵያ ተበርኪቱ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.