Fana: At a Speed of Life!

ኢ/ር ታከለ ኡማ ምስ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ዓለም ለኸ ትካላት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዕደና ኢ/ር ታከለ ኡማ ምስ ዝተፈላለዩ ሓለፍቲ ዓለም ለኸ ትካላት ተዛቲዮም።

እቲ ዘተ ዓውዲ ዕደና ኣቕርቦት ፋይናንስ ንክረክብ ዘኽእል ኢዩ ተባሂሉ።

ኢንጂነር ታከለ ኡማ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ከምዝበልዎ፥ ዓውዲ ዕደና ምስ እዋናዊ ኩነታት ዓለም ንክጓዓዝን ክብ ናብ ዝበለ ብርኪ ንክበፅሕን ምስ ዓለም ለኸ ትካላት ምስራሕ ከምዘድሊ ሓቢሮም።

ስለዝኾነ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ባንኪ ኢንቨስትመንት ኣውሮፓ፣ ባንኪ ልምዓት ኣፍሪካ፣ ባንኪ ልምዓት ኒዘርላንድስን ባንኪ ልምዓት ፈረንሳይን ምዝታዮም ገሊፆም።

ብፍላይ ፕሮጀክት ምፍልፋል ሓይሊ ጂኦተርማል ብፋይናንስ ንምድጋፍ ዘኽእል ስምምዕነት ምስ እተን ትካላት ከምዝተገበረ ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.