Fana: At a Speed of Life!

ኣህጉረ ስብከት ሰሜን ኣሜሪካ ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ዜጋታት   350 ሺሕ ዶላር ደገፍ ኣተኣኻኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣህጉረ ስብከት ሰሜን ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ትግራይን ቤኒሻንጉል ጉምዝን ብዘጛጠመ ፀገም ካብ መረበቶም ንዝተመዛበሉ ዜጋታት   350 ሺሕ ዶላር ደገፍ ኣተኣኻኺቡ።

ኣባላት እቲ ልኡኽ ምስ ጊዝያዊ ምምሕዳር ትግራይ ኣብ ሰብኣዊ ሓገዝን እግሪ ምትካልን ኣብ መቐለ ተዛቲዮም።

እቲ ደገፍ ካብ ማሕበረሰብ ዲያስፖራ ዝተኣከበ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ኣብ  ኣህጉረ ስብከት ሰሜን ኣሜሪካ ናይ ካሊኒፎሪያ ሃገረስብከት ሊቀ ጳጳስን ናይ ቅዱስ ሲኖዶስ ኣባልን ብፁእ ኣቡነ ቴዎፍሎስ፥ በቲ ዝተፈጠረ ፀገም ከምዝሓዘኑ ተዛሪቦም ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፥

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.