Fana: At a Speed of Life!

ኣመራርሓን ኣባላትን ሰራዊት ምክልኻልን ፖሊስ ፌዴራልን ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣካይዶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣመራርሓን ኣባላትን ሰራዊት ምክልኻልን ፖሊስ ፌዴራልን ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣካይዶም።

እቲ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ነቲ ዓወት ብዝምጥን መገዲ ምህናፁ እቶም ዑደተኛታት ምግላፆም ኣብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.