Fana: At a Speed of Life!

ኣሜሪካ ተወሳኺ ኣፅዋራት ንዩክሬን ምልኣኻ ጠጠው ንኽተብል ሩሲያ ኣጠንቂቓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ተወሳኺ ኣፅዋራት ንዩክሬን ምልኣኻ ጠጠው ንኽተብል ሩሲያ ኣጠንቂቓ።

ኣምባሳደር ሩሲያ ኣብ ዋሸንግተን ኣናቶሊ ኣንቶኖቭ፥ “ቅድም ክብል ኣሜሪካ ብዙሓት ኣፅዋራት ንዩክሬን እንትትለእኽ እዚ ተግባር ግቡእ ከምዘይኮነን ተቐባልነት ከምዘዘይብሉን ገሊፅና ነይርና” ኢሎም።

ኣሜሪካ ካብዚ ሓላፍነት ዝጎደሎ ተግባር ክትቁጠብ ይግባእ ምባሎም ምስ ቴሌቪዥን ሮሲያ 24 ኣብ ዝነበሮም ፃንሒት ገሊፆም።

ካብ ኣሜሪካ ዝመፅኡ ከምዚ ዝበሉ ሓገዝ ኣፅዋራት ነቲ ኩነታት ብዝበለፀ ከምዘበኣእሶ ምፍላጥ ይግባእ እውን ኢሎም እቶም ኣምባሳደር፡፡

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.