Fana: At a Speed of Life!

ኣሜሪካ ንዩክሬን ዝለኣኸቶም ዓይነትን መጠንን ኣፅዋራት ኲናት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ )ኣሜሪካ ንዩክሬን ዝለኣኸቶም ዓይነትን መጠንን ኣፅዋራት ኲናት ዕላዊ ኮይኑ።

ኣብ ዝሓለፈ ወርሒ ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ባይደን ንዩክሬን ቃል ካብ ዝኣተውዎ ሓገዝ ኣፅዋር እቲ 80 ሚኢታዊ መዳፍዕ ኤም– 777ን ጠያይቲን ኣብ ኬቭ ከመዝበፅሐ ተገሊፁ።

ብተወሳኺ ኣሜሪካ ፀረ ኣውሮፕላን ራዳራትን 5 ሺሕ ፀረ ታንኪን ከምዘቕረበት ተገሊፁ።

90 መዳፍዕ፣ 155 . ጠያይቲ፣ 10 ፀረመድፍዕ ራዳራት፣ 2 ንስለያ ኣየር ዘገልግሉ ራዳራት፣ 200 ኤም-113 መጎዓዓዝቲ ሰራዊት11 ኤምኣይ -17 ሄሊኮፕተራትን ካልኦት ወታደራዊ ኣፅዋራትን ንኬቭ ንምቕራብ ምውሳና ተገሊፁ።

ብትልሚ ካብ ዝተትሓዙ እቶም 155 . ጠያይቲ ፍርቆም፣ 72 መድፍዕን ኣብዝሓ ራዳራትን ከምዝለኣኸት ድማ ተሓቢሩ።

ዝተረፉ ድማ ኣብ ምጉዕዓዝ ከምዘለዉ ኣርቲ ፀብፂቡ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/detailsኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1 ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.