Fana: At a Speed of Life!

ኣሜሪካ ኣብ 2023 ዓ.ም.ፈ ልዑል ሽይጣት ኣፅዋር ኲናት ምምዝጋባ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ 2023 ዓ.ም.ፈ ንወፃኢ ዘቕረበቶ ሽይጣት ኣፅዋር ኲናት ብሓፈሻ 238 ቢሊየን ዶላር ብምብፃሕ ልዑል ሽይጣት ምምዝጋባ ተገሊፁ።

ነቲ ሽይጣት ምውሳኽ ኲናት ሩሲያን ዩክሬንን ልዑል ብፅሒት ከምዘለዎ እውን ተሓቢሩ።

መንግስቲ እታ ሃገር ኣብ ሽይጣት 81 ቢሊየን ዶላር ብቐጥታ ከመዝተደራደረ ዝገለፀ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ፥ እዚ ድማ ኣብ 2022 ካብ ዝነበረ 56 ሚኢታዊ ወሰኽ ምርኣዩ ተገሊፁ።

ዝተረፈ ኩባኒያታት መክልኻል ኣሜሪካ ንሃገራት ወፃኢ ብቐጥታ ዝገበርዎ ሽይጣት ከምዝኾነ ተሓቢሩ ክብል ቢቢሲ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.