Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ሄኖክ ተፈራ ምስ ሓላፊ ዓለም ለኸ ጉዳያት ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገረ ፈረንሳይ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 01 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፈረንሳይ ሄኖክ ተፈራ ምስ ሓላፊ ዓለም ለኸ ጉዳያት ሚኒስቴር ምክልኻል ሃገረ ፈረንሳይ ሜጀር ጄኔራል ሎረን ማርበፍ ተዛቲዮም።

ኣብ ክልቲአን ሃገራት ብዛዕባ ዘሎ ናይ ሓባር ጉዳያት ከምዝተላዘቡ ኣምባሳደር ሄኖክ ኣፍሊጦም።

ብተወሳኺ እዋናዊ ኩነታት ክልቲአን ሃገራት በዝምልከት እውን ተዛቲዮም።

ፈረንሳይ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ወተሃደራዊ ምትሕብባር ምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ከምዝተላዘቡ እውን ተገሊፁ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.