Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር መለስ ኣለም ምስ ደቡብ ሱዳንን ጅቡቲን መዘነኦም ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 8 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኬንያ መለስ ኣለም ምስ ኣምባሳደር ደቡብ ሱዳንን ቾል ማውትን ኣምባሳደር ጅቡቲ ያሲን ኤልሚን ተዛቲዮም።

ኣምባሳደር መለስ ኣብ ሰክልል ትግራይ እናተኻየደ ብዛዕባ ዘሎ ሰብኣዊ ሓገዝን መሊስካ ህንፀትን፣ ምስ ሱዳን ብዛዕባ ዘሎ ኩነታት ውጥጥ ዶብ ከምኡ እውን ኣብ ሰለስተኣዊ ድርድር ግድብ ህዳሰ ኣመልኪቶም ዝርዝር መብርሂ ሂቦም፡፡

ኣምባደራት ጅቡቲን ደቡብ ሱዳንን ብግደኦም፥ ሰላምን ፀፅታን ኢትዮጵያ ነናይ ሃገሮም ድሕንነት ምዃኑ ብምሕባር ኣብ ኩሉ ዓውዲ ኣብ ጎኒ ኢትዮጵያ ከምዝስለፋ ገሊፆም፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.