Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር መርዋን በድሪ ኣብ ክሊ ሃገራዊ እዋናዊ ጉዳይ ምስ ናይ ሱዳንን ፓላንድን መዘናታቶም ኣብ ካይሮ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ምክትል ሓላፊ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ግብፂ ኣምባሳደር መርዋን በድሪ ኣብ ክሊ ሃገራዊ እዋናዊ ጉዳይ ምስ ናይ ሱዳንን ፓላንድን መዘነታቶም ኣብ ካይሮ ተዛቲዮም።

ኣብ እዋን እቲ ዘተ፥ መንግስቲ ኣብ ክልል ትግራይ ብዛዕባ ዝካየድ ዘሎ ሕጊ ናይ ምኽባር ስራሕ ከምዘብርሁ ኣብ ካይሮ ኣብ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል  FBC Tigrigna ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

 

 

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.