Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ምስጋኑ ምስ ዋና ዳይሬክተራት ጉዳያት ፖለቲካ ሃገራት ቤኔሉክስ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ምስ ዋና ዳይሬክተራት ጉዳያት ፖለቲካ ቤልጂዬም፣ ኔዘርላንድስን ሉክዘምበርግን ተዛቲዮም።

እቶም ዋና ዳይሬክተራት መንግስቲ ኢትዮጵያ ዘላቂ ሰላምን ምርግጋእን ንምፍጣር እናሳለጦም ዝርከብ ስርከብ ስራሕቲ ንኢዶም፡፡

ኣብ ኢትዮጵያ ሃገራዊ ምርድዳእ ንምፍጣር ኮሚሽን ምኽክር ምጥያሹን ናይ ስግግር ፍትሒ ዕላዊ ምግባሩን ዝበረታታዕ ከምዝኾነ ገሊፆም፡፡

እተን ሃገራት ኣብ ቀፃሊ ምስ ኢትዮጵያ ዘለወን ኩለመዳይ ርክብ ኣጠናኺረን ንምቕፃል ቆራፃት ከምዝኾና ምርግጋፀን ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.