Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ስለሺ (ኢ/ር)  ምስ ሴናተር ኣሜሪካ  ማይክ ሮንድስ ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣሜሪካ ስለሺ በቀለ(ኢ/ር) ምስ ሴናተር ኣሜሪካ  ማይክ ሮንድስ ዘቲዮም።

እቲ ዘተ፥ ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ኣሜሪካን ከልቲኣዊን ኩለ መዳይ ርክብን ብዝምልከት ዝጠመተ ኢዩ ነይሩ።

ኣብ ኢትዮጵያ ድንጋገ ምዕባለን ዕድልን ኣፍሪካ (ኣጎዋ) ተረባሕነትን ነግዲን ምዝታዮም እቶም ኣምባሳዳር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ገሊፆም።

ብተወሳኺ ኣተገባብራ ውዕሊ ሰላም ፕሪቶሪያን ምውዛዕ ሰብኣዊ ሓገዝን ብዝምልከት ከምዝተዛተዩ ገሊፆም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.