Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ምስ ተፀዋዒ ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ኣፍሪካን ምብራቕ ኣፍሪካን ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 9 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ፌዴሪኢ ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ምስ ተፀዋዒ ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ኣፍሪካን ምብራቕ ኣፍሪካን(ኣይ ኦ ኤም) መሀመድ ኣብዲከር  ዘቲዮም።

እቶም ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ዝተጣየሸሉ ዕላማ ብመሰረት ስምምዕነት ሰላም ዕጥቂ ዝፈትሑን ብሕጋዊ ሰርዓት ምዝገባ ዝሓለፉን ነበር ተዋጋእቲ ምስ ህዝቢ መሊስካ ብምሕዋስ ሓይሊ ሰላምን ልምዓትን እዛ ሃገር ምግባር ኢዩ ኢሎም።

ብመሰረት እዚ ክሳብ ሐዚ በቲ ኮሚሽን ዝተዓመሙ ተግባራትን ምስ መዳርግቲ ልምዓት ብዛዕባ ዘህሊ ምትሕብባርን ብዝምልከት ኣብሪሆም።

መሀመድ ኣብዲከር ብግደኦም፥ እቲ ኮሚሽን ንምድጋፍ ዘለዎም ቁርፀኝነት መርግጋፆም ካብ ሚኒስቴር ሰላም ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.