Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ተፈራ ደርበው ምስ ኣቦ መንበር ኢነርጂ ግሩፕ ዕደና ቻይና ዘቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ተፈራ ደርበው ምስ ኣቦ መንበር ኢነርጂ ግሩፕ ዕደና ቻይና ዣንግ ዢ ፔንግ  ዘቲዮም።

እቲ ዘተ ኣብ ዓውዲ ዕደና ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ኢንቨሰት ምግባር ኣብ ዘኽእሉ መገዲታት ጠመተ ዝገበረ ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ኣምባሳደር ተፈራ፥ ኢትዮጵያ ኣብ ዝሓለፉ ተኸታተልቲ ዓማውቲ ንወፃኢ ሰብ ሃፍቲ ብቐጥታ ኢንቨስትመንት ተወዳዳሪን ተደላዪን ዝገብሩ ውፅኢታዊ ምምሕያሻት ኢኮኖሚ ምትግባሮም ሓቢሮም።

ኣብ ዓውዲ ዕደና ኢትዮጵያ ንምንታይ መዋእለ ንዋይ ምፍሳስ ከምዝግባእ እውን ኣብሪሆም።

ዣንግ ዢ ፔንግ ብግደኦም፥ ኩባኒየኦም ኣብ ዓውዲ ልምዓት ዕደና ኢትዮጵያ ናይ ምውፋር ድልየት ከምዘለዎ ሓቢሮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.