Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀ ስላሰ ምስ ሓጋዚት ዋና ፀሓፊ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኢዜል ብራንድስ ኬህሪስ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ቀዋሚ ልኡኽ ኣምባሳደር ታየ ኣፅቀስላሰ ምስ ሓጋዚት ዋና ፀሓፊ ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኢዜል ብራንድስ ኬህሪስ ተዛቲዮም።

እቶም ኣምባሳደር ኣብ ክልል ትግራይ ዘሎ ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝን መሰረተ ልምዓታት መሊስካ ምፅጋንን እናተሰርሑ ብዛዕባ ዝርከቡ ስራሕቲ ዝምልከት መብርሂ ሂቦም።

ኢትዮጵያ ዝተፈፀመ ጥሕሰት ሰብኣዊ መሰል እንድሕር ሃሊዩ ንምምርማር ቆራፅ ከምዝኾነት እውን ገሊፆም።

ኤጀንሲታት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ስራሕቲ ምምኻር ሰናይ ምትሕብባርን ሓገዝን ንኽገብሩ እውን ሓቲቶም።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.