Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዘሎ ኩነታት ብዝምልከት ንኣተሓባባሪ ህፁፅ ግዜ ሓገዝን ሰብኣዊ ጉዳያትን ሕመድ መብርሂ ሂቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ህዳር፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሕቡራት መንግስታት ድርጅት(ሕመድ) ቀዋሚ ልኡኽ ኣምባሳደር ታዬ ኣፅቀስላሴ ንኣተሓባባሪ ህፁፅ ግዜ ሓገዝን ሰብኣዊ ጉዳያትን ሕመድ ኣብ ኢትዮጵያ ብዛዕባ ዝካየድ ዘሎ ወፍሪ ምኽባር ሕጊ ብዝምልከት መበርሂ ሂቦም

ኣብቲ እዋን ሰብኣዊ ሓገዛት ንምቕራብ ዘኽእሉ መገዲታት ንምኽፋት ኣብ ዘኽእል ኣገባብ ትኹረት ብምግባር ተዛቲዮም።

ብተወሳኺ ውድብ ሕቡራት መንግስታትን ኢትዮጵያን ተቐራሪቦም ንምስራሕ ኣብ እዋን እቲ ዘተ ከምዝተስማዕምዑ ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

https://t.me/tigrignafana

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.