Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ኤርቪን ጆሴ ማሲንጋ ኣብ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዑደት ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኤርቪን ጆሴ ማሲንጋ ዝተመርሐ ልኢኽ ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ኣብ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዑደት ገይሩ።

እቲ ልኡኽ ድሕሪ ዑደት ድማ ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ መስፍን ጣሰውን ኣባላት ማኔጅመንትን ውፅኢታዊ ዘተ ምግባሩ ተገሊፁ፡፡

ኣብቲ እዋን ዘተ ብዛዕባ እቲ መገዲ ኣየር ሓፈሻዊ ምንቅስቓስ ስራሕ ነቲ ልኡኽ ገለፃ ከምዝተገበረ ካብቲ መገዲ ኣየር ዝተረኸበ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.