Fana: At a Speed of Life!

ኣምባሳደር ፕሮፌሰር ኣድማሱ ፀጋየ ምስ ኣምባሳደር ፊንላንድ ኣብ ኢንዶኔዢያ ጃሪ ሲንካሪ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 3 ለካቲት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኢንዶኔዢያ ፕሮፌሰር ኣድማሱ ፀጋዬ ምስ ኣምባሳደር ፊንላንድ ኣብ ኢንዶኔዢያ ጃሪ ሲንካሪ ተዛቲዮም፡፡

ፕሮፌሰር ኣድማሱ፥ ኣብ ኢትዮጵያ እናተኻየደ ብዛዕባ ዝርከብ ኩለመዳይ ለውጢ ዝምልከት መብርሂ ሂቦም፡፡

ኣብ ክልል ትግራይ ዝተኻየደ ወፍሪ ምኽባር ልዕልነት ሕጊ ምዝዛሙ፣ መሊስካ ምህናፅ መሰረተ ልምዓታትን ቀረብ ሰብኣዊ ሓገዝን ተጠናኺሩ እናቐፀለ ምዃኑን ኣብሪሆም፡፡

እቶም ኣምባሳደር ብዛዕባ ከይዲ ሰለስተኣዊ ድርድር ግድብ ህዳሰን ሱዳን ብዘይኣግባብ መሬት ኢትዮጵያ ብዛዕባ ማሓዛን እውን ገለፃ ገይሮም፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.