Fana: At a Speed of Life!

ኣርቲስት እጅጋየሁ ሽባባው (ጂጂ) ናይ ክብሪ ዶክትሬት ተዋሂባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሲቲ  እንጅባራ ንኣርቲስት እጅጋየሁ ሽባባው (ጂጂ) ናይ ክብሪ ዶክትሬት ሂቡ።

እቲ ዩንቨርስቲ ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ትምህርቲ ዘሰልጠኖም ተምሃሮ ሎሚ መዓልቲ ኣመሪቑ።

ፕሬዚደንት እቲ ዩንቨርስቲ ጋርዳቸው ወርቁ (ዶ/ር)፥ ኣርቲስት እጅጋየሁ ሽባባው (ጂጂ) ባህሊ፣ ሙዚቃ ኢትዮጵያ ንህዝቢ ዓለም ኣብ ምፍላጥ ንዘበርከተቶ ኣስተዋፅኦ እቲ ዩንቨርስቲ ናይ ክብሪ ዶክትሬት ከምዝሃባ ተዛሪቦም።

ጂጂን ምኽባር ጥበብ ምኽባር ኢዩ ዝበሉ ጋርዳቸው ወርቁ (ዶ/ር)፥ ንጂጂ ምኽባር ታሪክ፣ ጅግንናት፣ ፍቕሪን ሓድነትን ኢትዮጵያ ምኽባር ኢዩ ኢሎም።

ብየሻምበል ምሕረት

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.