Fana: At a Speed of Life!

ኣስከሬን ኣጊቱ ጉደታ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ከንቲኣ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነሽ ኣበቤን ብመዓርግ ምክትል ከንቲባ ኣተሓባባሪ ትካላት ወሃብቲ ኣገልግሎት መንግስቲ ኣይተ ጃንጥራር አባይ ሓዊሱ ቤተሰባን ካልኦት ሓለፍቲ ስራሐ መንግስቲን ኣብ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ብምርካብ ኣቀባብላ ገይረሙላ።

ኣብ ጣሊያን ከተማ ፍራንሲስኮ ኣጣል ብምርባሕ ውፅኢተንን ቅብኣታት ቆርበትን ብምሻጥ ተምሳሌት ጠንካራ ሰራሕተኛታት ዝነበረት ኣጊቱ ጉደታ ብሰራሕተኛኣ ነሕልፈት ህይወት ከምዝተዳረገት ይዝከር።

ኢትዮጵያዊት ኣጊቱ ጉደታ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ኣብ 2010 ኢያ ናብ ጣሊያን ተሰዲዳ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ኩሉ ጊዜ ምሳና ብምዃኖም/ነን ነመስግን!

 

 

 

 

 

 

 

 

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.