Fana: At a Speed of Life!

ኣባላት ባይቶ ህዝቢ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተሰርሑ ኣብ ዝርከቡ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣባላት ባይቶ ህዝቢ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተሰርሑ ኣብ ዝርከቡ ስራሕቲ ሕድሳት ከተማን ልምዓት ኮሪደርን ዑደት ገይሮም።

ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ድማ ንኣባላት እቲ ባይቶ ገለፃ ገይረን፡፡

ኣብ ገለፃአን ድማ÷ ዕላማ እቲ ልምዓት ኮሪደር ኣዲስ ኣበባ ከም ስማ ውቅብቲ ምግባር ከምዝኾነ ምግላፀን ሓበሬታ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ የመላኽት፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.