Fana: At a Speed of Life!

ኣባላት ካውንስል አብያተ ክርስቲያናት ኣመንቲ ወንጌል ኢትዮጵያ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 6 መጋቢት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ መላእ ሃገር ዝተውፃእፅኡ ኣባላት ካውንስል አብያተ ክርስቲያናት ኣመንቲ ወንጌል ኢትዮጵያ ኣብ ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዑደት ኣሳሊጦም።

ፕሬዚዳንት ካውንሲል መካነ ኢየሱስ ቤተክርስቲያን ወንጌላውያን ኢትዮጵያን ኣባል ኣፈፃሚ ስራሕ እቲ ካውንስልን ቄስ ዮናስ ይገዙ (ዶ/ር)፥ ኣብ ፓርክ ሓድነትን ዝኽሪ ዓወት ዓድዋን ዑደት ምስላጦም ገሊፆም።

ክልቲኦም ታሪኻዊ ቦታታት ፅባቐ ሃገር ካብ ምጉላህ ብተወሳኺ ትውልዲ ብሃገሩ ንክኾርዕ ብፅሒቱ ንክዋፃእ ሓደራ ዝሃበ ኢዩ ምባሎም ኣብ ቢሮ ኮሚኒኬሽን ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ዝኽሪ ዓወት ዓድዋ ዝተዛብዐ ታሪኽ ዝቐንዐሉ ጥራሕ ዘይኮነስ ምስክርነት ዝተቐልዐሉ ምዃኑ ሓቢሮም።

ሐዚ ንዝተጀመረ ሃገራዊ ዘተ ጉልበትን ዓቕሚን ምፍጣር ዘኽእል ከምዝኾነ እውን ተዛሪቦም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.