Fana: At a Speed of Life!

ኣብን ኣብ ግምባር ማይ ፀብሪ ብወራር ህወሓት ዝተመዛበሉ ዜጋታት ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ምንቅስቓስ ኣምሓራ (ኣብን) ኣብ ዞባ ሰሜን ጎንደር ግምባር ማይ ፀብሪ ብወራር ህወሓት ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ሓገዝ ገይሩ።

እቲ ሓገዝ ኣመራርሓታት ኣብን ናብ ኣብቲ ግምባር ተረኺቦም ንኮሚቴ መተኣኻኸቢ ሓገዝ ሎጂስቲክስ ምምሕዳር ዞባ ሰሜን ጎንደር ኣይተ ወገኔ ኣማረን ከንቲባ ከተማ ደባርቕ ኣይተ ሰሎሞን ተዘራን ኣረኪቦምዎም።

እቲ ሓገዝ ዓይነት መሕለዊ ፅሬት፣ ኮቦርታ፣ ሩዝ፣ ማካሮኒን ፓስታን ከምዝኾነ ተሓቢሩ።

ብመላኩ ገድፍ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.