Fana: At a Speed of Life!

ኣብ መቐለ ንዝተወደቡ 18 ማሕበራት መምህራን ዝኸውን መምበሪ ኣባይቲ ንምህናፅ ዘኽእል ስነ ስርዓት ዕደላ መሬት ፅባሕ ክሳለጥ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መቐለ ንዝተወደቡ 18 ማሕበራት መምህራን ዝኸውን መምበሪ ኣባይቲ ንምህናፅ ዘኽእል ስነ ስርዓት ዕደላ መሬት ፅባሕ 3 ጉንበት 2016 ዓ.ም ክሳለጥ ኢዩ።

እቶም መምህራን፥ ቅድሚ ኣርባዕተ ዓመት ብማሕበር ተወዲቦም ንመንበሪ ዝውዕል መሬት ዘይተዓደሉ ከምዝኾኑ ምምሕዳር ከተማ መቐለ ኣፍሊጡ።

ስለዝኾነ ካብኔ ምምሕዳር ከተማ መቐለ  ብመሰረት ዘመሓላለፎ ውሳነ እቶም 18 ማሕበራት መምህራን ፅባሕ 3 ጉንበት 2016 ዓ.ም ስነ ስርዓት ምውፃእ ዕፃ ከምዝካየይድ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.