Fana: At a Speed of Life!

ኣብ መንጎ ህዝቢ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ዘሎ ምትሕብባር ይምዕበል ኣሎ – ፕሬዚዳንት ሶማሊያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ) ኣብ መንጎ ህዝቢ ኢትዮጵያን ሶማሊያን ዘሎ ምትሕብባር ይምዕበል ኣሎ ክብሉ  ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼክ መሃሙድ ገሊፆም።

በዓል ሙሉእ ሰልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ሶማሊያ  ሙክታር መሓመድ ደብዳበ ሹመቶም ናብ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼክ መሃሙድ ኣቕሪቦም።

እቶም ፕሬዚዳንት ኣብቲ እዋን፥ ኢትዮጵያን ንምርግጋዕን ሰላምን ሶማሊያ እትገብሮ ዘላ ኣስተዋፅኦ አመስጊኖም።

ኣብ መንጎ ክልቲኦም ኣሕዋት ህዝብታት ዘሎ ምትሕበባር ሰላምን ልምዓትን ካብ እዋን ናብ እዋን ይምዕብል ከምዘሎ ተዛሪቦም።

ኣምባሳደር ሙክታር መሃመድ ብግደኦም፥ ሶማሊያን ኢትዮጵያን ሓበራዊ ክብሪታት ከምዘለውዎም ምግላፆም ካብ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ፌዴሪኢ ዝረከብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.