Fana: At a Speed of Life!

ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማሊላንድን ዝተኸተመ ስምምዕነት ሕቶን ዓወትን ማናእሰይ ኢዩ ከብል ፌዴሬሽን መናእሰይ ኢትዮጵያ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ሶማሊላንድን ዝተኸተመ ስምምዕነት ሕቶን ዓወትን ማናእሰይ ኢዩ ከብል ፌዴሬሽን መናእሰይ ኢትዮጵያ ገሊፁ።

እቲ ፌዴሬሽን ኣብ ዝሃቦ መግለፂ፥ ኣብ ዓውድታት ማሕበራዊ፣ ኢኮኖሚያዊ፣ ፖለቲካዊን ወተሃደራዊን ሰፊሕ ማዕቐፍ ምትሕብባር ዘካተተ ስምምዕነት ኢዩ ኢሎም።

ብተወሳኺ ናይ ዘበናት ጭንቅን ቁዛመን ኢትዮጵያዊያን ንምሕካም ዘኽእል ኣጋጣሚ ከምዝፈጠረ ኣብሪሁ።

መናእሰይ ኢትዮጵያ ንነዊሕ እዋን ዘቕርብዎ ዝነበሩ ሕቶ ወደብ ሓበራዊ ተረባሕነት ብዘረጋገፀ መገዲ ምዕዋት ምኽኣሉ ንልምዓትን ምዕባለን ቀርኒ ኣፍሪካ ኣስተዋፅኦ ከምዘሎዎ ተሓቢሩ።

ብምንተስኖት ሙሉጌታ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.