Fana: At a Speed of Life!

ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ጀርመንን ይትግበሩ ኣብ ዘለዉ ስራሕቲ ልምዓት ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መንጎ ኢትዮጵያን ጀርመንን ይትግበሩ ኣብ ዘለዉ ስራሕቲ ልምዓት ዝጠመተ ዘተ ተሳሊጡ።

እቲ ስራሕቲ ልምዓት፥ ኣብ ትምህርቲን ስልጠናን፣ ፈጠራ ዕድል ስራሕ፣ ቅነሳ ድኽነት ዘትግበሩ ዘለዉ ስራሕቲ ኢዮም ተባሂሉ።

ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል ምስ ዳይሬክተር ሚኒስቴር ምትሕብባር ኢኮኖሚን ልምዓትን ጀርመን ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ፊሊፕ ኒል ውፅኢታዊ ዘተ ከምዝገበራ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየአን ገሊፀን።

ኣብቲ ዘተ፥ ኣብ ምትሕበባር ልምዓት እተን ሃገራት ቁልፊ ግደ ዝፃወት ዘሎ ምትሕብባር ኢኮኖሚን ልምዓትን ጀርመን ንኢትዮጵዩ ገብሮ ደገፍ ኣጠናኺሩ ንክቕፅል እቶም ዳይሬክተር ምግላፆም ተዛሪበን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.