Fana: At a Speed of Life!

ኣብ መኣዲ ንሃገር ንምስታፍ ኣብ 8ይ ዙር ገንዘብ ኣታዊ ንዝገበሩ ትካላት ምስጋና ቀሪቡ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ጥሪ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ መኣዲ ንሃገር ንምስታፍ ኣብ 8ይ ዙር ገንዘብ ኣታዊ ንዝገበሩን ደረሰኝ ብምልኣኽ ንዘፍለጡ ትካላት ምስጋና ኣቕሪቡ።

ብመሰረት እዚ፦

ክልል ጋምቤላ – ብር 11 ነጥቢ 7 ሚሊየን

ክልል ሃረሪ – ብር 5 ሚሊየን

ክልል ሶማሌ – ብር 5 ሚሊየን

ክልል ዓፋር – ብር 4 ነጥብ 7 ሚሊየን

ክልል ኣማራ – ብር 22 ሚሊየን

ክልል ኦሮሚያ – ብር 70 ሚሊየን

ክልል ሲዳማ – ብር 10 ሚሊየን

ክልል ደቡብ – ብር 50 ሚሊየን

ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ – ብር 100 ሚሊየን

ናሽናል ኦይል ኢትዮጵያ – ብር 40 ሚሊየን

ኮርፖሬሽን ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ – 80 ሚሊየን ብር

ብሔራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ  – ብ 13 ነጥቢ 7 ሚሊየን

ኣያት ሪል ስቴት – ብር 5 ሚሊየን

ሓላፍነቲ ዝተወሰነ ውልቀ ማሕበር ኣቢሲንያ ኢንተግሬትድ ስቲል – ብር 5 ሚሊየን

ሰኢድ ያሲን ኃ.የተ.ኩባ – ብር 10 ሚሊየን

ሴንቲነል ስቲል ኃ.የተ.ኩባ – ብር 5 ሚሊየን

ሙሉጌ ኃ.የተ.ኩባ – ብር 5 ሚሊየን

ኮንስትራክሽን ሳንታ ማሪያ ኃ.የተ.ኩባ – ብር 5 ሚሊየን

ሆሴዕ ትሬዲንግ ሃውስ ኃ.የተ.ኩባ – ብር 5 ሚሊየን

ትራኮን ትሬዲንግ – ብር 10 ሚሊየን

ኖህ ሪል ስቴት – ብር 5 ሚሊየን

ወረታ ኢንተርናሽናል ቢዝነስ – ብር 5 ሚሊየን

ብርሀን ትሬዲንግ – ብር 5 ሚሊየን

ቢ.ኤን.ቲ.ኤን ዲ.ኤን.ዲ. ትሬድ – ብር 5 ሚሊየን

ቢኣኬካ ትሬዲንግ – ብር 10 ሚሊየን

ኣለማየሁ ከተማ – ብር 10 ሚሊየን

ሰንሻይን ኮንስትራክሽን – ብር 5 ሚሊየን

የንኮማድ ኮንስትራክሽን (እምሩ ነጋ) – ብር 10 ሚሊየን

ራማ ኮንስትራክሽን – ብር 10 ሚሊየን

አሴር ኮንስትራክሽን – ብር 5 ሚሊየን

ማርካን ኮንስትራክሽን – ብር 5 ሚሊየን

ድሪባ ደፈርሻ – ብር 5 ሚሊየን

ዲ.ኤም.ሲ – ብር 5 ሚሊየን

ፋሌ ኃ.የተ.ኩባ – ብር 5 ሚሊየን

ክብሽ ኃ.የተ.ኩባ – ብር 5 ሚሊየን

ዮቴክ ኮንስትራክሽን – ብር 5 ሚሊየን

ገምሹ በየነ ኃ.የተ.ኩባ – ብር 10 ሚሊየን

ባህራን ትሬዲንግ – ብር 5 ሚሊየን

ማክሮ ጀነራል ኮንትራክተር – ብር 5 ሚሊየን

ኤልስሜድ ሄልዝኬር ሶሉሽንስ – ብር 5 ነጥቢ 9 ሚሊየን

ዊዝደም ትሬዲንግ ኃ.የተ.ኩባ – ብር 5 ሚሊየን

ጊፍት ሪል ስቴት – ብር 5 ሚሊየን

እንይ ኮንስትራክሽን – ብር 5 ሚሊየን

ሞተር ኢንጂነሪንግ ኮርፖሬሽን ኢትዮጵያ (ሞኤንኮ) – ብር 10 ሚሊየን

ኣምደሁን ጀነራል ትሬዲንግ – ብር 5 ሚሊየን

ኣልሳም ኃ.የተ.ኩባ – ብር 5 ሚሊየን

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.