Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ማእኸል መሕገዚ ሕሙማት ስነ-ኣእምሮ ጌርጌሴኖን ንዝርከቡ ወገናት መርሃ ግብሪ ምክፋል መኣዲ ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ነሓሰ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ምምሕዳር ልምዓት ከተማ ኣባይቲ ኣዲስ ኣበባን ተፀዋዕቲ ትካላትን ኣብ ማእኸል መሕገዚ ሕሙማት ስነ-ኣእምሮ ጌርጌሴኖን ንዝርከቡ 450 ወገናት መርሃ ግብሪ ምክፋል መኣዲ ኣካይዶም።

እቲ ቢሮ መርሃ ግብሪ ኣገልግሎት ወለንታ ክረምቲ ምኽንያት ብምግባር ኢዩ መርሃ ግብሪ ምክፋል መኣዲ ኣካይዱ ዘሎ፡፡

“ሰናይ ተግባር ምግባርን ንኻልኦት ምክፋልን” ብዝብል ኣብ ዝተኻየደ መርሃ ግብሪ፥ ሓላፊት እቲ ቢሮ ዶክተር መስከረም ዘውዴን ላዕለዎት ኣመራርሓ ተፀዋዕቲ ትካላትን ተረኺቦም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

You might also like

Leave A Reply

Your email address will not be published.